ሰለሙን ካሳ ዶሞዝ

  • ትውልዲ ቦታ: አክሱም
  • ዕለተ‐ልደት: 1980 ዓ/ም
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: ሰነ 2014 ዓ/ም
  • ቦታ መስዋእቲ: ጋሸና

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ሰለሙን ብጣዕሚ ፈታዊ ዓዱን ፣ ምእንተ ህላወ ትግራይ ኢሉ ብጅግንነት ሓሊፉ ።