
አሸናፊ ሱሙር ተስፋይ
- ትውልዲ ቦታ: ትግራይ ወረዳ ፃአዳ አምባ ጣብያ ስንቃጣ
- ዕለተ‐ልደት: 5 ጥቅምቲ 1990 ዓ/ም
- ዕለተ‐መስዋእቲ: 23/2/2015
- ቦታ መስዋእቲ: ግምባር ዛላምበሳ
ሓፂር ሂወት ታሪክ
ሱዉአ ጀግና ተጋዳላይ አሸናፊ ሱሙር ሓሙሽተ ጥቅምቲ ዓሰርተ ትሸዓተ ተስዓ ኣ /ም ካብ ኣባኡ ኣይተ ሱሙር ተስፋይ ካብ ኣድኡ መድህን ገብርሃንስ ኣብ ወርዳ ፃ /አምባ ጣብያ ስንኻጣ አድሙኡ ንትምህርቲ ምስ ኣኸለ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፍረወኒ ካልኣይ ብርኪ ድማ ላአለዋይ ቤት ትምህርቲ ተኽሊ ስወኣት ኣተናቂቁ