ምክረ ክንፈ ሃይሉ

  • ትውልዲ ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ዕለተ‐ልደት: 12/02/1983
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 30/02/2014
  • ቦታ መስዋእቲ: ጋሸና /ኣማራ ክልል/

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ተጋደላይ ምክረ ክንፈ ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ብ 1983 ተወሊዱ ኣብ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዕዳጋ ሓሙስ ወዲኡ. ብድሕሪ ናብ ኣዲስ አባባ ብምካድ ፈርኒቸር ብምቅፃል ከባድ መኪና ብምግናሕ ህይወቱ የማሓድር ነበረ. ድሕሪ እቲ ናይ genocide war አብ ትግራይ ምእዋጁ ናብ ትግራይ ብምምላስ እጃሙ አበርኪቱ ን ስለ ትግራይ ተሰወአ።