ገብረሂወት ሃይላይ ተስፋይ

  • ትውልዲ ቦታ: ነበለት
  • ዕለተ‐ልደት: 05/25/1966
  • ቦታ መስዋእቲ: ፀሊሞይ

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ድሕሪ ምንላስ ሰደት ኣብ ዓዱ ብ ምፍራይ ኣትልቲ ዝመሓደር ካብ ዝኮነ ኣባል ውድብ ኣባል ነፃን ምእንቲ ህዝቡ ዝተሰወአ ጅግና።