ቴድሮስ ሰለሞን ፅጌ

  • ትውልዲ ቦታ: መቐለ/ዓይደር
  • ዕለተ‐ልደት: 21/05/1983
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 24/12/2014
  • ቦታ መስዋእቲ: ወርቄ

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ስውእ ጀግና ተጋ. ቴድሮስ ሰለሞን ፅጌ ካብ ኣብኡ ኣቶ ሰለሞን ፅጌ ካብ እንኡ ወ/ሮ ብርሃን ገ/ሄር ብዕለት 21/05/1983 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቀለ ተወሊዱ፡፡ ብዕለት 18/01/2014 ዓ/ም ናብ ታዕሊም መሰልጠኒ ሮማናት ወሪዱ፡፡ ብዕለት 24/02/2014 ዓ/ም ናብ ኣርሚ 31 ኮር 313 ክ/ሰራዊት ሰጋር ሬጅመንት 1 ሓይሊ 1 ተፀንቢሩ፡፡ ብዕለት 24/12/2014 ዓ/ም ምእንተ ዓዱን ህዝቡን ክብል ብጀግንነት ክቡር መስዋእቲ ኸፊሉ፡፡