መርከብ ብርሃነ ገ/ሄር

  • ትውልዲ ቦታ: ዓድዋ
  • ዕለተ‐ልደት: 1986
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 06/02/2015
  • ቦታ መስዋእቲ: ኮረም

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ጅግና ተጋዳላይ መርከብ ብርሃነ ገ/ሄር ኣብ ከተማ ዓድዋ ተወሊዱ ክሳብ 12 ክፍሊ ንግስተ ሳብ ቤት ትምህርቲ ወዲኡ።ድሕሪኡ ድማ ኣብ ጅማ ዩንቨርስቲ ብሲቪል ኢንጂነሪንግ ተማሂሩን ተመሪቁን።ክሳብ ወራር ጆኖሳይድ ትግራይ ኣብ ሱር ኮንስትራክሽን ይሰርሕ ነይሩ።ድሕሪኡ ናብ TDF ብምሕዋስ ክባር ዋጋ ብምክፍል ተሰዊኡ።