ሽሻየ መብራህቶም መኮነን

  • ትውልዲ ቦታ: ወረዳ ኣስገደ ጽምብላ ጣብያ ብርሃን ቁሸት ዓዲኩሕላይ
  • ዕለተ‐ልደት: መስከረም 1995
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 17 ታሕሳስ 2014 ኣግ
  • ቦታ መስዋእቲ: ዓዲኣርቃይ

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ተጋደላይ ሽሻየ መብራህቶም ካብ ኣቡኡ መብራህቶም መኮነን ኣዲኡ ማሾ ኣረገሀይ ኣብ ዓዲዃር ቁሸት ዓዲ ኩሕላይ ተወሊዱ ክሳብ ግዜ ኮረና ትምህርቱ እንዳተኸታተለ ጸኒሑ ድሕሪ ኮረና ድማ ናብቲ ዘይተርፍ ጽንተት ህዝቢ ትግራይ ዝኮነ ዂናት ልፍንቲ ሃገራት ኢትዮጵያ፡ኤርትራ፡ሶማል ከምኡ''ውን ድሮናት ዓረብ ሃገራት ካብ መን ንኢሰ ኣነ እውን ንዓደይን ህዝበይን ኢሉ ብ 2013 ናብ ምግዳል ተሰሊፉ ብ ታሕሳስ 2014 ንዓዱን ንህዝቡን ታሪኽ ሰሪሑ ሓሊፉ።