ብርክቲ ዘነበ ሓጎስ

  • ትውልዲ ቦታ: ወረዳ እንደርታ ጣብያ ማይ ኣንበሳ ቁሸት ኾኾሎ
  • ዕለተ‐ልደት: 01-011992
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 12-02-2014
  • ቦታ መስዋእቲ: ዓዲ-ኣምሓራ ወሎ-ወረባቡ ፍሉይ ሽሙ "ወረቃ" ኣብ ዝበሃል ቦታ

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ጓል 23 ዓመት ንእስቲ ተጋዳሊት ብርኽቲ ዘነበ ኣብ ሞያ መምህርነት እውን እያ ነይራ። ወርሒ ጥቅምቲ-2014 ኣ/ግ ዓዲ ኣምሓራ: ወሎ-ወረባቡ ፉሉይ ቦታ ''ወረቃ'' ዝበሃል ቦታ: ኣሃዱኣ ሒዛ እናመርሐት እንከላ ኣብቲ ጽዕጹዕ ኲናት ካብ ጸላኢ ብዝተተኮሰ ጥይት ሽዑ ንሽዑ ደማ እናፈሰሰ የማነይቲ ኢዳ ሓፍ እናበለት ህይወታ ሓሊፉ።