ሚኪኤለ ሓለፎም ገብረማርያም

  • ትውልዲ ቦታ: ኣስመራ
  • ዕለተ‐ልደት: 12/11/1993
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 12/11/2013 ዓ/ም
  • ቦታ መስዋእቲ: ወርቄ

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ተጋዳላይ ሚኪኤለ ሓለፎም ኣብቲ ፀቢብ እዋን ፀላእቲ ንትግራይ ተቋፃፂረሞ እናሃለው ዝወፀ እንትኮን፡፡ ኣብቲ ታሪካዊ ኲናት ወፍሪ ኣሉላ ኣባ ነጋ ተሳቲፉ ምስ ብፆቱ ዓወት ሓፊሱ ዩ።