
ፅጋብ ኣብርሃ ወ/ገብርኤል
- ትውልዲ ቦታ: ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ተካ ተስፋይ
- ዕለተ‐ልደት: 27/08/1976 ዓ.ም
- ዕለተ‐መስዋእቲ: 01/02/2015 ዓ.ም
- ቦታ መስዋእቲ: ኣብ መልሲ
ሓፂር ሂወት ታሪክ
ስዉእ ጅግና ፅጋብ ኣብርሃ ወ/ገብርኤል ካብ ኣቡኡ ኣይተ ኣብርሃ ወ/ገብርኤል ሓጎስ ካብ ኣዲኡ ወ/ሮ ብሃፍታ ገ/መድህን ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ተካ ተስፋይ ኣብ ማዝያ 27/1976 ዓ.ም ተወሊዱ:: ዕድሚኡ ንትምህርቲ ምስ በጽሐ: 1ይ ደረጃ ኣብ ከተማ ተካ ተስፋይ 2ይ ደረጃ ድማ ኣብ ዉቅሮ ተማሂሩ:: ጅግና ተጋዳላይ ፅጋብ ኣብርሃ ባዓል ሓዳርን ኣቦ ክልተ ቆልዑን ነይሩ::