ኣንገሶም ወልደገብሪኤል ገብረመድሂን

  • ትውልዲ ቦታ: ቁሽት ማይነገስቲ፣ ጣብያ ኮኾብ ጽባሕ፣ ወረዳ ጉሎምኻዳ
  • ዕለተ‐ልደት: 04/07/1985
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 11/01/2015
  • ቦታ መስዋእቲ: ኣልዉሃ

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ስውእ ጅግና ተጋደላይ ኣንገሶም ወልደገብሪኤል ኣብ ቀርሰበር ማለትዉን ካብ ዓዲግራት ኣስታት 7 km ዉጽእ ኢልካ ዝርከብ ቦታ ብ የካቲት 07 1985 ተወሊዱ ኣብ ትግራይ ብ ዝተወለዐ ኺናት ን ልዕሊ 2 ዓመት ብጀግንነት ድሕሪ ምኹሻሕ ኣብ ኣልዉሃ ብ ዕለት 11/01/2015 ብ ጀግኒነት ተሰዊኡ....