ዘብረሀ ገብረየሱስ ገብረዋህድ

  • ትውልዲ ቦታ: ታሕታይ ማይጨው
  • ዕለተ‐ልደት: 12/05/1989
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 23/05/2014
  • ቦታ መስዋእቲ: ዓፋር

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ዘብረሀ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ማይጨው ጣብያ ዓቃብ ሳዓተ ብ 12 ጥሪ 1989ዓም ተወሊዱ ኣብ ከተማ ራማ እናሰርሕ ፀኒሑ ድሕሩ ወራር ናብ ታዕሊም ብ ምዉራድ ፍሉይ ስልጠና ወሲዱ ኣብ ኣርሚ 50 ኮር 501 ክፍለሰራዊት 1 ሻለቃ 3 ሓይሊ 2 ኣባል ኮይኑ እስካብ ዕለተ መስዋእቱ እናተጋደለ ነይሩ