ትርሓስ ገ/ዚሄር

  • ዕለተ‐ልደት: 3 ሕዳር 1991
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 14 ሕዳር 2014

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ስዉእቲ ተጋዳሊት ትርሓስ ገ/ዚሄር ካብ ኣቦኣ ገብረዚሄር ናይዝጊ ካብ እነኣ ኣብርሀት ኣረጋዊ 3 ሕዳር 1991 ተወሊዳ 14 ሕዳር 2014 ዓ.ም ሰዓት 4 ንጉሆ ኣብ ግምባር ሚለ ካብ ፀላኢ ብዝተተኮሰ ሞርታር ተሰዊኣ።