ኮለኔል ገብሩ ካህሳይ ገ/ተኽለ(ገብሩ ሞቶ)

  • ትውልዲ ቦታ: ተንቤን
  • ዕለተ‐ልደት: 1/3/1953
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: ጥሪ 13/2013
  • ቦታ መስዋእቲ: ተንቤን

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ኮለኔል ገብሩ ካህሳይ ገ/ተኽለ(ገብሩ ሞቶ) ሓዳርን ኣቦ 4 ኣወዳትን 1 ጓልን ነይሩ!