
ተኽላይ ሃይለስላሴ ገብረማርያም
- ትውልዲ ቦታ: ተምስሑል
- ዕለተ‐ልደት: 24 /01/1988 ዓ.ም (ኣቆፃፅራ ግእዝ)
- ዕለተ‐መስዋእቲ: 03/02/2015 ዓ.ም
- ቦታ መስዋእቲ: ሸራሮ
ሓፂር ሂወት ታሪክ
ጅግና ስዉእ ጋዜጠኛ ተጋዳላይ ተኽላይ ሃይለስላሴ ገብረማርያም ተምስሑል ኣብ ዝብሃል ጣብያ; ወረዳ ሓዉዜን ተወሊዱ። ኣቡኡ ጅግና ተጋዳላይ ገብረስላሴ ገ/ማርያም ድማ ኣብ ኲናት ኢትዯ-ኤርትራ እዩ ተሰዊኡ። ተጋ/ ተኽላይ ቅድሚ ምግዳሉ ምሩቅ 1ይ ድግርን ጋዜጠኛን እዩ ነይሩ። ነብስኻ አብ ገነት ትዕረፍ ተኽሉሽ! ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!