መቕደስ በላይ ሞኮነን

  • ትውልዲ ቦታ: መቐለ
  • ዕለተ‐ልደት: 15/08/1994
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 07/02/2014
  • ቦታ መስዋእቲ: ጭፍራ

ሓፂር ሂወት ታሪክ

መቅደስ በላይ ሓንቲ ንኣዲኣ እያ ኔራ ፣ ኣነ እንዳሃለኹ ትግራወይቲ ኣደ ኣይትሕረድን ፣ ሓወይ ተቀቲሉ ናብ ገደል ኣይድርበይን ፣ ሓፍተይ ብ 6 ኣራዊት ኣይትድፈርን ኢላ ብ ዕለት 30/08/2013 ናብ ገድሊ ብምውራድ ኣብ ኣርሚ44 ኮር-2 ክፍለ-ሰራዊት ወርዒ እስካብ ዕለት መስዋእታ ኣብ ክፍሊ ሕክምና ኾይና ምስ ብፆታ ናይ ኽብሪ መስዋእቲ ኸፈላ!