ምስግና ሃይሉ ዮሃላሸት

  • ትውልዲ ቦታ: መቐለ
  • ዕለተ‐ልደት: 16/09/1990 ዓ/ም
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 29/03/2014 ዓ/ም
  • ቦታ መስዋእቲ: ታሕታይ ካዛ

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ስዉእ ተጋ. ምስግና ሃይሉ ካብ ኣብኡ ኣቶ ሃይሉ ዮሃላሸት ካብ እንኡ ወ/ሮ ለተማርያም ካሕሳይ ብ16/09/1990 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከ ዓይደር ተወሊዱ:: ብዕለት 24/10/2013 ዓ/ም ናብ ታዕሊም መሰልጠኒ ቶጎጋ ወሪዱ:: ብዕለት 22/11/2013 ዓ/ም ናብ ኣርሚ 44 ኮር 3 ክ/ሰራዊት ማንጁር ሬጅመንት 1 ሓይሊ 1 ተፀንቢሩ፡፡ ብዕለት 29/03/2014 ዓ/ም ኣብ ምዕራብ ትግራይ ፍሉይ ስሙ ታሕታይ ካዛ ብጀግንነት ምእንተ ዓዱን ህዝቡን ክብል ክቡር መስዋእቲ ኸፊሉ፡፡