ኣረጋዊ ወልዱ ለምለም

  • ትውልዲ ቦታ: ሓሓይለ
  • ዕለተ‐ልደት: 19/05/1963
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 18/02/2014
  • ቦታ መስዋእቲ: ሃይቅ

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ተጋዳላይ ኣረጋዊ ኣባል ትራፊክ ፖሊስ ብምዃን ብርክት ዝበሉ ዓመታት ክሰርክ ብምፅናሕ ኣብ 2010 ካብ ስራሕ ትራፊክ ብምልቃቅ ኣብ ናይ ግሉ ስራሕቲ ይነጥፍ ኔሩ ድሕሪ ኩናት ትግራይ ምውልዑ ድማ ዓደይ ተወሪራ ብምባል ካብ ገዝኡ 4 ደቁ ገዲፉ ናብ ቃልሲ ተፀምቢሩ::