አማኒኤል ፅጋብ ደስታ
- ትውልዲ ቦታ: ዓዲ ግራት
- ዕለተ‐ልደት: 3/6/1977
- ዕለተ‐መስዋእቲ: 15/3/2013
- ቦታ መስዋእቲ: ዞባ ደቡብ ትግራይ ሒዋነ
ሓፂር ሂወት ታሪክ
ጅግና ተጋዳላይ አማኒኤል ናይ ቢ ኤም ተኳሳይ ዝነበረ እንትኸውን ካብ ፀላኢ ብዝተተኮሰ ድሮን አብ ሒዋነ ተሰዊኡ
ጅግና ተጋዳላይ አማኒኤል ናይ ቢ ኤም ተኳሳይ ዝነበረ እንትኸውን ካብ ፀላኢ ብዝተተኮሰ ድሮን አብ ሒዋነ ተሰዊኡ