
ፊልሞን ገብረመስቀል ደስታ
- ትውልዲ ቦታ: እንዳስላሴ(ሽረ)
- ዕለተ‐ልደት: 6/12/1985
- ዕለተ‐መስዋእቲ: 12/03/2013
- ቦታ መስዋእቲ: ወይኒ በር
ሓፂር ሂወት ታሪክ
ጋብ ኣብኡ ተጋደላይ ገ/መስቀል ደስታን ካብ ኣዲኡ ተጋዳሊት ለተብርሃን ተ/መድህንን ብ1985ኣ,ግ ኣብ ኣ.ኣበባ ተወሊዱ ድሕሪኡ ዕድሚኡ ንት/ቲ ምስ በፀሐ ኣብ ፀሃየ ሙ/1ይ ብርኪ ተማሂሩ ከምኡ እውን ክሳብ 12ተ ክፍሊ ኣብ ሓ/ብርኪ እንዳስላሴ ድሕሪ ምዝዛሙ ኣብ ዩኒቨርስቲ ቡሌ ሆራ ብሜካኒካል ኢንጅነሪንግ ተመሪቑ።ኣብ ትግራይ ብዝተወለዐ ጀኖሳይዳዊ ዂናት ናብ ቃልሲ ብምፅንባር ኣብ መበል 28 ዕድሚኡ ብክብሪ ኣብ ወይኒ በር ተሰዊኡ።