ሳሚኤል ገብረሚካኤል ወለገርግስ
- ትውልዲ ቦታ: ዓድዋ, ቁ/እራር
- ዕለተ‐ልደት: 1990
- ቦታ መስዋእቲ: ግንባር ሚለ
ሓፂር ሂወት ታሪክ
ብትምህርቱ ንፉዕ ነይሩ, ናይ ዩንቨሪስቲ 2 ዓመት ተምሃራይ ነይሩ ድሕሪ ምጅማር ዘርኢ ምጥፋእ ትግራይ ንሃገሩን ዓዱን ኢሉ ሂወት ከፊሉ ጭርሑኡ" ምዕብልቲ ትግራይ ምህናፅ"