ሮቤል ፀጋይ ወለገሪማ
- ትውልዲ ቦታ: ወረዳ ወርዒ ለከ ጣብያ ማእከላዊ
 - ዕለተ‐ልደት: 12/11/1991
 - ዕለተ‐መስዋእቲ: 12/03/2014
 - ቦታ መስዋእቲ: አድያቦ
 
ሓፂር ሂወት ታሪክ
ጅግና ስውእ ሮቤል ፀጋይ ኣብ ኣርሚ 12, ኮር 1, ክ/ሰራዊ ኣድያቦ፣ ሬጂመንት 3 ኣባል ነይሩ። ጅግና ፈታዊ ዓዱ ኔሩ ንዓዱ ክብል ከዓ ኩቡር ሂወቱ ዝከፈለ ደግና ሰገን