ገ/ኪዳን በርሀ ፀጋይ

  • ትውልዲ ቦታ: ግጀት
  • ዕለተ‐ልደት: 12/7 /1985
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: ነሓሰ 4
  • ቦታ መስዋእቲ: ወሎ

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ኣብ ግጀት ተውሊዱ ኣብ ግጀት ዓብዩ ኣብ ሓደር 2 ወርሒ ፀኒሑ ኣብ ህይወት ብጣዕሚ ህርኩት ስራሕ ዝፈትው ኣብ ከፍቲ ምህጣር ተዋፊሩ ይሰርሕ ነይሩ ቤተሰቡ ዘፍቅር ንኣዲኡ ክሓልፈልኪ ዝብል ዓይነት ባህሪ ዝነበሮ ምንም ቆልዓ እውን ከይወለደ እውን ተፈልዩና 4 አሕዋት እውን አለውዎ ኣብኡ እውን ብሂወት የለን ኣዲኡ ግን ብሂወት ኣላ