ሮቤል ተክላይ ኣፅብሃ

  • ትውልዲ ቦታ: ኣክሱም
  • ዕለተ‐ልደት: 12/10/1994 ዓ/ም
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 2/3/2014 ዓ/ም
  • ቦታ መስዋእቲ: ካራቆሬ(ኣጣየ)

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ስውእ ተጋዳላይ ሮቤል ተክላይ ካብ ኣቡኡ ተጋዳላይ ኣፅባሃነ ካብ እንኡ ወ/ሮ መርሃዊት ኪዳነን ተወሊዱ። ሮቤል ብጣዕሚ ንቑሕ፣ ሕዉስነ ፈታዊ ሰቡን ዓዱን ነይሩ።