
ዘነበ ገ/ሂወት (ወዲ ቀሺ)
- ትውልዲ ቦታ: ሽረ እንዳስላሴ
- ዕለተ‐ልደት: 10/10/1944
- ዕለተ‐መስዋእቲ: 07/05/2013
ሓፂር ሂወት ታሪክ
ጅግና ወዲ ህዝቢ ተጋዳላይ ዘነበ ገ/ሂወት (ወዲ ቀሺ) ኣብ ሽረ እንዳስላሴ ብ 10/10/1944 ዓ/ም ተወሊዱ። ስርዓት ደርጊ ኣብ ምዉዳቅ ብ1968 ዓ/ም ካብ ዩንቨርስቲ አ.አ ናብ በረካ ሰነ 1968ዓ/ም ተፀንቡሩ........ክሳብ ሕጂ ወራር ፅንተት ምስተወልዐ እውን እጃሙ እንዳወፈየ ክሳብ መወዳእታ ዕለተ መስዋእቲ 07/5/2013 ዓ/ም ፀኒሑ እዩ!