ሳሮን ሳምሶን በርሀ

  • ትውልዲ ቦታ: ዓድዋ
  • ዕለተ‐ልደት: 03/09/1995
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 24/03/2014 ዓ ም
  • ቦታ መስዋእቲ: ኣምሓራ ክልል

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ሳሮን ብ 1995 ዓ ም አብ ከተማ ዓድዋ ካብ ኣቡኡ ሳምሶን በርሀ ካብ ኣዲኡ ራሄል ሃይሉ ተወሊዱ። ዕድሚኡ ንትምህርቲ ምስ በጽሐ ካብ ኬጂ ክሳብ 3ይ ክፍሊ አብ ዓድዋ ፣ ድሕሪኡ 4ይ ን 5ን አብ አዲስአበባ ቤት-ትምህርቲ ሳፋሪ አካዳሚ ተከታቲሉ። ካብ 2009-2012 ዓም ድማ አብ መቀለ መሰቦ ት/ቤት ምስ ወላዲ አቡኡ ኮይኑ 11 ክፍሊ ምስ በጽሐ ብ ኮረና ምኽንያት ት/ቲ ስለ ዝተቋረጸ ናብ ዓድዋ ተመሊሱ ። አብ ዓድዋ እናሃለወ ወራር ፅንተት ትግራይ ስለዝተኣወጀ ድሕሪ ሰነ 21 2013 ዓም ናብ ታዕሊም ከይዱ። ብድሕሪኡ ምእንተ ሃለዋት ህዝቢ ትግራይ እንዳተኳሸሐ ድሕሪ ምፅናሕ ብዕለት 24/03/2014 ዓም ክቡር መስዋእቲ ከፊሉ።