ማህቶት ገብረስላሴ ሓጎስ (ሃይሉሽ)

  • ትውልዲ ቦታ: መቐለ
  • ዕለተ‐ልደት: 22-03-1991
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 15-02-2015
  • ቦታ መስዋእቲ: ብዘት ፍሉይ ቦታ ዕርዲ-ጀጋኑ

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ማህቶት(ሃይሉሽ) ካብ ኣቡኡ ገብረስላሴ ሓጎስ ካብ ኣዲኡ ለተብርሃን ተክሉ 22-03-1991 ተወሊዱ። ማህቶት (ሃይሉሽ) ትምህቱ ንፉዕ ተሸላሚ ኮይኑ ናይ መጀምርያ ደረጃ ትምሀርቱ ኣብ መርሲ ኣካዳሚ መቐለ ቀፂሉ ድማ ኣብ መቐለ ዩንቭርሲቲ MIT ተምሃራይ ዝነበረ አንትከዉን ኣብ ህዝቢ ትግራይ ብልፍንታዉያን ወረርቲ ዝብፀሐ ፅንተት ንምምካት ናብ ምግዳል ኣብ መወዳአታ 2013 ዝተፀምበረ ኮይኑ ኣብ ኣርሚ 15 ኮር 153 ክ/ሰራዊት መከተ ተመዲቡ ክሳብ ደብረብርሃን ድሕሪ መልሲ ድማ ብኣንፈት ዓፋር በራሕለይ ድሕሪ ነሓሰ 18 ኣብ ዝነበረ ድማ ምብራቅ ግምባር ከባቢ አንትጮ ፥ብዘት ኣብዝነበረ ፅፁዕ ዉግአ ንስለ ትግራይን ህዝቢ ትግራይን15-02-2015 ክቡር መስዋአቲ ከፊሉ።