ዮሃንስ ታሪክ ወልደገብርኤል

  • ትውልዲ ቦታ: እንደርታ, እምኒ ኣንከላሉ ቁሸት ምቕማጥኣውራ
  • ዕለተ‐ልደት: 12/07/1985
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 03/02/2015
  • ቦታ መስዋእቲ: ዓዲ ዳዕሮ ጣብያ ሕብረት

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ተጋዳላይ ዮሃንስ ብዕለት 26,02,2013 ኣ/ግ ናብ ትግራይ ፍሉይ ሓይሊ ሬጅመንት 18 ሓይሊ 2 ተመዲቡ። ዝገርም ጅግንነት እናፈፀመ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ ከባቢ ደንጎላት ብ 23/03/2013 ኣብ ማእገሩ ከቢድ መቑሰልቲ በፂሕዎ።ናብ ማእኸል ሕክምና ከይዱ እናተኸታተለ ድሕሪ ምፅናሕ ብ 23/08/2013 ኣብ ከባቢ ዓንጓ ናብ ደቡብ ግምባር ክፍለ ሰራዊት ደደቢት ሬጅመንት 1 ሓይሊ 2 ተፀንቢሩ። ጅግና ተጋዳላይ ዮሃንስ ታሪክ ወልደገብርኤል /ጆን/ ብድሕሪኡ ኣብ ብዙሓት ቦታታት ኣብ ዝነበሩ ውግኣት እናተሳተፈ ድሕሪ ምፅናሕ ብ 03/02/2015 ብክብሪ ተሰዊኡ!!