ያሬድ ኣታኽልቲ ሃይለስላሴ

  • ትውልዲ ቦታ: ዕዳጋ-ሓሙስ
  • ዕለተ‐ልደት: 1/8/1997 ዓ/ም
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 23/3/2014
  • ቦታ መስዋእቲ: ጋሸና ግንባር

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ስዉአ ተጋደላይ ያሬድ ኣታክልቲ ሃይለስላሴ 1/8/1997 ዓ/ም ካብ ኣቡኡ ኣታክልቲ ሃይለስላሰ ካብ ኣዲኡ ልእልቲ ገብሩ ኣብ ክልል ትግራይ ምብራቅ ወረዳ ሳዕስዒ ከተማ ዕዳጋ-ሓሙስ ተወሊዱ ፣ ዕድሚኡ ንትምህርቲ ምስ ኣኸለ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፋና ካልኣይ ብርኪ ላዕለዋይ ቤት ትምህርቲ ኣጠናቂቁ ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ፅንተት ኲናት ምስተኣወጀ ናብ ቃልሲ ብ 2013 ዓ/ም ተፀምቢሩ!!