ገብረኪዳን ወልደማርያም በላይ
- ትውልዲ ቦታ: ዓድዋ
- ዕለተ‐ልደት: 1982
- ዕለተ‐መስዋእቲ: ጥቅምቲ 01/2014
- ቦታ መስዋእቲ: ጭፍራ
ሓፂር ሂወት ታሪክ
ተጋዳላይ ገብረኪዳን አብ ወረዳ ዓድዋ ጣብያ ላ/ሎጎምቲ ቁሸት ጎላቦ ብ1982ዓ/ም ካብ አቡኡ ብላታ ወልደማርያም በላይ ካብ አዲኡ ሙሉ ኣባይ ተወሊዱ።ተዳሎ ሐወይ ቅልጥፉን ብርቱዕ ሰራሕተኛ እዩ ነይሩ።ኣቦ ሠለስተ ቆልዑ ነይሩ ንዓዱ አብ ዝተገበረ ውግእ ብጅግንነት ጥቅምቲ 01/2014 አብ ጭፍራ ተሰዊኡ።