ከድር ኣማን ኢድሪስ

  • ትውልዲ ቦታ: ዓዲኣውዓላ
  • ዕለተ‐ልደት: 3/1/1995ዓ/ም
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 27/2/2013ዓ/ም
  • ቦታ መስዋእቲ: ኮምብሊቻ

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ከድር ኣማን ብስራሕ ስፌት ክዳን ዝመሓደር ዝነበረኣነ ብሂወተይ እናሃለኹ ህዝበይ ኣይፀንትን ደ/ኣንስትዮ የሕዋተይ ኣይድፈራን ኢሉ ብዕለት 1/11/2013ዓ/ም ናብ ቃልሲ ተሰሊፉ ኣብ ከባቢ ዓዲዳዕሮ ተዓሊሙ ናብ ኣርሚ17 ኮር3 ክ/ሰራዊት ማዕበል ረጅሜንት 5 ሞርታር ተኳሲ ነይሩ ህዝባዊ ጉቡኡ እናፈፀመ ብጅግንነት ኣብ ኮምቡሊቻ ብድሮን ተወቒዑ ተሰዊኡ ክብርን ሞገስን ንስውኣትና!!!