ሮቤል ፀጋይ ወለገሪማ

  • ትውልዲ ቦታ: ወረዳ ወርዒ ለከ ጣብያ ማእከላዊ
  • ዕለተ‐ልደት: 12/11/1991
  • ዕለተ‐መስዋእቲ: 12/03/2014
  • ቦታ መስዋእቲ: አድያቦ

ሓፂር ሂወት ታሪክ

ጅግና ስውእ ሮቤል ፀጋይ ኣብ ኣርሚ 12, ኮር 1, ክ/ሰራዊ ኣድያቦ፣ ሬጂመንት 3 ኣባል ነይሩ። ጅግና ፈታዊ ዓዱ ኔሩ ንዓዱ ክብል ከዓ ኩቡር ሂወቱ ዝከፈለ ደግና ሰገን