
ኪዳኑ ገብረሚካአል ገብረማርያም
- ትውልዲ ቦታ: እንደርታ ፣ ቁሸት ምቕማጥ-ኣውራ
- ዕለተ‐ልደት: 16/06/1979
- ዕለተ‐መስዋእቲ: 11/02/2015
- ቦታ መስዋእቲ: ሰለኽለኻ ፣ ማይ-ዓፅሚ
ሓፂር ሂወት ታሪክ
ብ 07/12/2014 ናብ ማእኸል ታዕሊም ደንጎላት ኣትዩ።05/02/2015 ናብ ኣርሚ 42 ኮር ፣ 423 ክፋለ ሰራዊት መለስ ፣ ሬጅመንት 3 ፣ ሓይሊ 3 ኣብ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ዓዲ ኾኾብ ተፀምቢሩ። ኣብ 18 ነሓሰ 2014 ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ንዝኸፈትዎ ዳግማይ ናይ ኣልማሚት ጨፍጫፍ እናተኸላኸለ ፣ እናተኳሸሐ ድሕሪ ምፅናሕ ንህላወ ህዝቢ ትግራይ ብዕለት 11/02/2015 ከባቢ ሰዓት 8:00 ክብርቲ ሂወቱ ማስዋእቲ ከፈለ።