
ፍፁም ኻልኣዩ ሓጎስ
- ትውልዲ ቦታ: ዞባ ደቡብ÷ወረዳ እንዳመኾኒ÷ጣብያ ሽምጣ
- ዕለተ‐ልደት: ጥሪ 08 1990 ዓ.ም.
- ዕለተ‐መስዋእቲ: ጥቅምቲ 02 2014ዓ.ም.
- ቦታ መስዋእቲ: ሶዶማ, ጭፍራ
ሓፂር ሂወት ታሪክ
ጅግና ተጋ. ፍፁም ኻልኣዩ ናብ ማእኸል ታዕሊም ሰሓርቲ ሳምረ ብዕለት 25/10/2013 ኣትዩ ብዕለት 23/11/2013 ናብ ኣርሚ 44 ክፍለ ሰራዊት ኣላህ ሬጅሜንት 80 ሓይሊ 3 ብምፅምባር ኣብ ግንባር ዓፋር ንኡስ ግንባራት ጉጉዶ÷ካልዋን÷ኡዋን ጭፍራ ሶዶማን ተዋጊኡን ኣዋጊኡን እዩ:: ብተወሳኺ ድማ ኣብ ግንባር ጋሸና ንኡስ ግንባር ቀበሮ ሜዳ ተዋጊኡ እዩ:: ጅግና ተጋ. ፍፁም ኻልኣዩ ብዕለት 02/02/2014 ዓ.ም. ብጅግንነት ተሰዊኡ::