
ኣረጋዊ ኪሮስ ወለንጉስ
- ትውልዲ ቦታ: ጉለ
- ዕለተ‐ልደት: 1990
- ዕለተ‐መስዋእቲ: 03/13/2013
- ቦታ መስዋእቲ: ሃሮ
ሓፂር ሂወት ታሪክ
ጅግና ተጋዳላይ ኣረጋዊ ኪሮስ ብ መስከረም 1990 ኣብ ወረዳ ክልተኣውላዕሎ ጣብያ ጉለ ተወሊዱ ዝዓበየ እንትከውን፣ ብ ሰነ 24/2013 ናብ ምግዳል ወፂኡ።ድሕሪ ሓደ ወርሒ ስልጠና ካብ 19 ሓምለ ክሳብ ጳጉሜ 03 ኣብ ኣርሚ 04 ኮር 1 ክፍለሰራዊት ኣብ ግንባር ጭፍራ ሃሮ ከተማን መርሳን ን ሓደ ወርሒን ሰለስተ ሰሙንን ብጅግንነት ድሕሪ ምገውግኡ ምእንተ ዓዱን ክብሩን ኣባ ዕልት 03/13/2013 ኣብ ሃሮ ተሰዊኡ።